ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t12


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ፍትህና ሰላም > ዜናታት


03/11/2009 13.20.32



ንምኽባርን ሓለዋን ናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍቓድን







ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ማለት ኣብ ኬንያ ታንዛኒያ ኡጋንዳ ሩዋንዳን ብሩንዲን ኣባላት ማኅበረሰብ ሃገራት ምስራቕ ኣፍሪቃ ምዕባለን ምስትምቓር ነጻነትን ትግባሬ ከይዲ ዴሞክራስን ንምትብባዕ ብዛዕባ ጉዳይ ናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍቓድን ዝከታተል ሓደ ፍልዩ ናይ ሃባር ድረገት ክቐውም ናይዘን ዝተጠቕሳ ሃገራት ናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍቓድን ዝከታተሉ ድርገታት ኣብ ሩዋንዳ ርእሰ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ከምእተሰማምዑ ሚስና ናይ ዜና ኣገልግሎት ሓቢሩ።

እዚ ሓድሽ ናይዘን ሓሙሽተ ሃገራት ናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍቓድን ጉዳይ ዝሓሊ ፍሉይ ናይ ሓባር ድርገት ሊቀ መንበር ከምቲ ናይ ማኅበረሰብ ሃገራት ምሥራቕ ኣፍሪቃ ብተራ ዝወሃብ ሓላፍነት ከምዝኾነ ድማ እቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ከምዘመልከት ሚስና ሓቢሩ። እዚ ሓድሽ ናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍቓድን ዝሓሊ ድርገት እቲ ኣብ ብሩንዲ ዘሎ ናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍቓድን ዝሓሊ ድርገት ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር መንሥቲ ዘሎን ዘይ ናጻን ብምዃኑ፣ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ኩነታት ናይ ሰብኣዊ መሰልንፍ ቓድን ዝከታተል ካብ መንግሥቲ ናጻ ዝኾነ ድርገት ክቐውም ከምዝሓተተ ሚስና ኣረጋጊጹ።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ






19/11/2009 13.35.57
ኤውሮጳ ንዝስደዱ ክርስትያን ማኅበረሰብ ከይትርስዕ






03/11/2009 13.19.10
ማኅበረሰብ ልኡካነ ወንጌል ቅዱስ ኮሎምባኖ



22/10/2009 13.42.05
ፍትሕን ሰላምን ዕርቅን፣ ኣብ ሃገራት ዓበይቲ ቀላያት ኣፍሪቃ



10/10/2009 13.29.04
ናይ ሃይማኖት ነጻነት ክኽበር




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top