ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t06


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ቤት ክርስቲያን > ዜናታት


03/11/2009 13.47.49



ምእንቲ ሙታን ጸሎት ምግባር ከምዘድሊ

 







ናይ ላቲን ሥርዓት እትኽተል ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቅድሚ ትማሊ ሰንበት በዓለ ኵሎም ቅዱሳን ትማሊ ሰኑይ ድማ በዓለ ኵሎም ሙታን ኣኽቢራን ዘኪራን ከምዘሕለፈት ተመልኪቱ።

ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ድሕሪ ቐትሪ ናብቲ ትሕቲ ምድረ-ቤት ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ዝርከብ መካነ መቓብር ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳት ወሪዶም ናይ ሕሊና ተዘክሮ ጸሎት ኣዕሪጎም።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ






05/11/2009 14.33.20
መነባብሮን ውፉይ ሕይወት ገዳማውያን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ



03/11/2009 13.51.32
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ መካነ መቓብር ቫቲካን ጸሎት ኣዕሪጎም



03/11/2009 13.22.44
ብሩንዲ፣ ቤተ ክርስትያን እትህቦ ደገፍ



02/11/2009 16.53.10
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ አባላት ማእከል ሥነ ኮኾብ ቫቲካን ተቀቢሎም አዘራሪቦም


31/10/2009 15.27.41
ቤተ ክርስትያን ሃንጋሪ




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top