ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t16


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ጕባኤ ኣስተምህሮና ጸሎተ መልአክ እግዚኣብሔር > ዜናታት


05/11/2009 14.31.22



ተዮሎጋውያን ክትዓት-ዓላማኦም ብፍቕሪ ኣብ ሓቅነት ንምብጻሕ ይዅን







ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ኣደባባይ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ሠላሳን ሓሙሽተን ሽሕ ዝግመቱ ምእመናን ዝተሳተፉሉ ሓፈሻዊ ሰሙናዊ መደብ ኣስተምህሮ ትምህርተ ክርስቶስ ከምዘቕረቡ ተመልኪቱ።

ቅዱስነቶም ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ዘቕረብዎ ኣስተምህሮ እምነት ቤተ ክርስትያን ንምሕላውን ሓቅነት ብፍቕሪ ከም ዝድንፍዕ ንምግባርን ጥዑይ ኣገባብ ዝተኸተለ ተዮሎጋዊ ክትዕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ገለፁ።

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. ነዚ ዝገለፁ ኣብ መበል ዓሠርተ ክልተ ዘመን ኣብ ሞንጐ መንፈሳውን መጽናዕታውን ማለት ኣብ መንጐ እምነት ዘቐድም ተዮሎግን ፍልጠት ዘቐድም ተዮሎግን ዝነብር ፍልልይን ምስሕሓብን ብምንጽጻር ኣንክኸውን፣ ዝተጋነነ ፍልጠት ከምቲ ናይ እዋና ኩሉ ንጽጽራዊ ኢዩ እምበር ሓደ ፍሉጥ ሓቂ የለን ቢሉ ዝኽሕድ ሸለልተይና ባህሊ ረላቲቭዝም ካብ ሰብኣዊ ተግባር መንፈሳውን ሞራላውን ትርጉም ከጥፍእ ወይ ድማ ጥራዩ ክተርፍ ይኽእል ብምባል ኣጠንቐቑ።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ






12/11/2009 13.50.13
ክርስትያናዊ ሃብቲ ውርሻ ኣህጉራት ኤውሮጳ ምሕላውን ምድናቕን ከምዘድሊ



07/11/2009 15.43.51
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ ናይ ካዛኪስታን መራሕ መንግስቲ ተቀቢሎም አዘራሪቦም፡



29/10/2009 13.30.59
እምነትን ፍልጠትን ዝመላልኡን ዝደጋገፉን ነገራት ኢዮም



22/10/2009 18.09.51
ናይ ር.ሊ.ጳ ሮብዓዊ አስተምህሮ ትምህርተ ክርስቶስ



15/10/2009 14.37.18
ጴጥሮስ መነኮስ ኣብነት ህድኣትን ጸጥታን




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top