ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t07


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ባህልና ኅብረተ ሰብ > ዜናታት


05/11/2009 14.36.59



ኣፍሪቃ፣ ብከላ ናይ ከባቢ ተፈጥሮ ኣየር







ሃብታማት ሃገራት ነቲ ብከላ ተፈጥሮ ኣየር ብ 40 ሚእታዊ ንሙግዳል ከምዝወሰና እንክፍለጥ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ብከላ ተፈጥሮ ኣየር ርእሰ ጉዳይ ገይሩ ኣብ ባርቸሎና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኻዊ ዋዕላ ይሳተፋ ከምዘለዋ እንክሕበር፣ 53 ሃገራት ኣፍሪቃ ብካልኦት 70 ኣብ ጎደና ምዕባለ ዝርከባ ቦሊቪያን ቨነዝዋላን ዝርከባኦም ሃገራት እቲ ዓለም ለኻዊ ዋዕላ እተን ብኢንዳስትሪ ዝማዕበላ ሃገራት ዘቕረበዎ እማመን ሕቶን ርእሰ ጉዳይ ገይሩ ክመያይጥ ዝነቐለን ከማኡ ድማ እቲ እማመ ናይዘን ምዕቡላት ሃገራት ነቲ ኣብ ልዕሊ ተፈጥሮ ከባቢ ኣየር ዝኽሰት ዘሎ ብከላ ቆራጽነት ብዘይብሉ ላንጋ ላንጋ መርገጺ ዝመልክት ኢዩ ብምባል ትማኢ ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ከምዘይተሳተፋ ተሓቢሩ።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ






07/11/2009 13.33.33
ምስፍሕፋሕ ዘደንዝዙ ዕጸዋት ኣብ ኤውሮጳ



05/11/2009 14.38.20
ቦትስዋና፣ ናይ ኣፍሪቃ ናይ መራኸቢ ብዙኃን ጉዳይ



03/11/2009 13.26.35
ኣውስትራልያ፣ ዕዙዝ ብቕዓት ካቶሊካዊ ኣቢያተ ትምህርቲ ተናኢዱ



31/10/2009 15.30.45
ሓዋርያዊ ግብረ ተልእኮ



31/10/2009 15.29.03
ሴነጋል፣ መራሕቲ ሃይማኖታት




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top