ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t07


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ባህልና ኅብረተ ሰብ > ዜናታት


05/11/2009 14.38.20



ቦትስዋና፣ ናይ ኣፍሪቃ ናይ መራኸቢ ብዙኃን ጉዳይ







ኅበረት ኣፍሪካ ብዛዕባ ምስፍሕፋሕ መራኸቢ ብዙኃን ብፍላይ ድማ ምስፍሕፋሕ ኣገልግሎት ረድዮ ርእሰ ጉዳይ ገይሩ ዘካይዶ ሓፈሻዊ ኣኼባኡ ኣብ ቦትስዋና ከተማ ጋብሮኔ ትማሊ ከምዝጀመረ ተገሊጹ። እዚ ልዕሊ 40 ናይ ኣፍሪቃ ዝተፈላለያ ማዕከናት መራኸቢ ብዙኃን ዝሳተፋሉ ዘለዋ ኣፍሪቃዊ ጉባኤ ኣመልኪቶም ናይ ቫቲካን ረድዮ ዋና ኣመሓዳራ ኣባ ፈደሪኮ ሎምባርዲ፣ ኣቲ ኣኼባ ብጹቡቕ ክካይድን ኣዕጋቢ ውጽኢት ክህልዎን ዘለዎም ጽቡቕ ትምኒት ነቲ ጉባኤ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊጾም፣ እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዛዘመ ዕርቅን ፍትሕን ሰላምን ብዝብል ዋና ርእሰ ጉዳይ ተመሪሑ ዝተመያየጠን ናይ ኣፍሪቃ ብፁዓን ጳጳሳት ወግዓዊ ካልኣይ ሲኖሶዶስ፣ ዜጋታት ኣፍሪቃ ኣመንትን ኢኣመንትን እቲ ንፍጥረት ሰብ ኣገዳሲ ዝኾኑ ክቡር ዋጋታት ማለት ዕርቅን ፍትሕን ሰላምን ኣብ ኣፍሪቃ ንኽረጋገጽ ናይ ኣፍሪቃ መራኸቢ ብዙኃን ናይ ዕርቅን ፍትሕን ሰላምን መሣርሒ ክኾና ዘተባብዔን ከምዝነበረ ኣባ ሎምባርዲ ጠቒሶም፣ በዚ መሠረት እቲ ናይ ቦትስዋና ዋዕላ ሽቶኡ ክወቅዕ ኣብቲ ዘተመሓላለፍዎ መልእክቲ ተመንዮም።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ






10/11/2009 15.59.32
ስደተኛታት ሀብቲ ደአምበር ሸኸም አይኮኑን ፡ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ ፡



07/11/2009 13.33.33
ምስፍሕፋሕ ዘደንዝዙ ዕጸዋት ኣብ ኤውሮጳ



05/11/2009 14.36.59
ኣፍሪቃ፣ ብከላ ናይ ከባቢ ተፈጥሮ ኣየር



03/11/2009 13.26.35
ኣውስትራልያ፣ ዕዙዝ ብቕዓት ካቶሊካዊ ኣቢያተ ትምህርቲ ተናኢዱ



31/10/2009 15.30.45
ሓዋርያዊ ግብረ ተልእኮ




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top