ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t13


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ፖለቲካ > ዜናታት


07/11/2009 13.35.39



ፍልስጥኤም







ናይ ፍልጥኤም ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ መንግሥቲ ርእሰ ብሔር ኣቡ ማዘን ኣብ 2010 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዝካየድ ናይ ርእሰ ብሔር መረጻ ከምዘይሳተፉ ከምዝገለጹ ተፈሊጡ።

ኣቡ ማዘን ነዚ ውሳኔ እዚ ክበጽሑ ዝደረኾም ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሰላምን ምርግጋእን ንምርግጋጽ ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ መንግሥቲ ዝኽተሎ መሥርሕ ተስፋ ስለ ዘቑረጾም ኢዩ እንክብሉ ብዙሓት ዝተፈላለያናይ ዓለም ሓቆፍ ናይ መራኸቢ ብዙኃን ይገልጹ። ኣቡ ማዘን እቲ ዝወሰድዎ ውሳኔ ዋሕስ ሰላም ተባሂሉ ዝነገረሉ ክልተ ልኡላውያን ጎረባብቲ ሃገራት ምቛም ዝብል ፖለቲካዊ ውሳኔ ከየዳኽምን ምኽንያት ንሰላም ዘየተባብዑ ውሳኔታት ከይከውን ሓደራ ከምዝበሉ ተገሊጹ።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ






10/11/2009 14.15.06
ፍልስጥኤም



07/11/2009 13.37.03
ኮንጎ



06/11/2009 14.42.13
ውሳኔ ቤት ፍርዲ ሰብአዊ ቤት ፍርዲ ኤውሮጳ.



31/10/2009 15.31.59
ዋዕላ ኅብረት ኤውሮጳ



29/10/2009 13.42.28
ሕዝባዊ መረጻ ኣብ ሞዛምቢክ




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top