ሬድዮ  ቫቲካንሬድዮ  ቫቲካን
ሬድዮ  ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት


cx_t17


ገጽ መርበብ ሓበሬታ > ሐዋርያውያን ጕብኝቶች > ዜናታት


07/11/2009 14.38.18



ሓዋርያዊ ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ.







ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ጽባሕ ሰንበት ሸሞንተ ኅዳር ብኣቆጻጽራ ፈረንጂ ናብ ትውልዲ ዓዲ ር.ሊ.ጳ. ጳውሎስ ሻድሻይ ማለት ናብ ብረሺያን ኮንቸሲዮን ናይ ሓደ መዓልቲ ሓዋርያዊ ምብጻሕ መገሻ ኪፍጽሙ መደብ ተይሩ ከምዘሎ እንክዝከር፣ ቅዱስነቶም በዚ ጽባሕ ዝገብሩዎ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ. ጆቫኒ ባቲስታ ሞንቲኒ ማለት ጳውሎስ ሻድሻይ ዝተወለዱሉን ዝዓበዩሉን ብመንፈስ ዝተሃንጹሉን ቦታታት ኪርእዩ ኢዮም።

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. ብረሺያ ከተማ ሎምባርዳ ኪበጽሑ ከለዎ መጀመሪያ ናብቲ ኣስከሬን ሳንታኣርካንጀሎ ታዲ ተዓቂቡሉ ዝርከብ ውሩይ ቤተ መቕደስ ቦቲቺኖ ሰራ ኣቲዮም ኪጽልዩ ኢዮም።


« ናብ መውፅእ ኣርእስቲ ተመለሱ












29/09/2009 13.39.44
ር.ሊ.ጳ. ኣብ ሬፓብሊክ ቸክ ርእሰ ከተማ ፕራግ ምስ ናይ ክርስትያን ሓድነት ቤት ምኽሪ ኣባላት ተራኺቦም፣



26/09/2009 14.39.42
መበል 13 ሃገራት ሓቆፍ ሓዋርያዊ መገሻ ር.ሊ.ጳ.



19/09/2009 15.59.02
ሓዋርያዊ ምብጻሕ ጳጳሳት ብራዚል አብ ቫቲካን.




ተዛማዲ ክፍልታት


ዝኀለፈ
  ገጽ  ዝኀለፈ ገጽ
ገጽ
  መርበብ ሓበሬታ  ገጽ መርበብ ሓበሬታ
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted . Webmaster / Credits / Legal Conditions
top
top