Homeሬድዮ ቫቲካን
ሬድዮ ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት



ካልኦት
  ቋንቋታት


  መንነትና


  ሰዓታት መደባት


  መደባትና


  ናብ ክፍሊ ምስንዳው
   መደባት ንምጽሓፍ



  ርክባት


  ፍረ ሥራሕ ሬድዮ ቫቲካን

ናይ
  ቫቲካን መርበብ
  ሓበሬታ ገጽ


  ቫቲካን


  ሃገረ ቫቲካን


  ናይ ር.ሊ.ጳ. ሥርዓታት
   ሊጡርጊያ



  ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ
   ዜና ማኅተም



  ሎሶርርቫቶረ ሮማኖ


  ናይ ቫቲካን መደብር
   ተለቪዥን


ር ሊ ጳ ጳጳሳት በነዲክቶስ ንፊላደልፍያ ናይ ሐዘን ተለግራም ልኢኾም ፡



አብ ሕቡራት መንግስታት አመሪካ ናይ ፊላደልፊያ ሊቀ ጳጳስ ዝነበሩ ብጹዕ አቡነ አንቶኒ ጆሰፍ በቪላኳ አብ መበል 88 ዕድምኦም ካብዚ ዓለም”ዚ ከም ዝተፈልዩ መግለጺ ቅድስቲ መንበር ንሰበኻ ፊላደልፍያ ጠቂሱ አፍሊጡ።

በቲ መግለጺ መሠረት ብጹዕ አቡነ አን  ...»


ናይ ማላዊ ብፁዓን ጳጳሳት፦ “ናይ ዘተን ሰላምን” ጻውዒት


ናይ ማላዊ ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ካብ ዕለት 24 ጥሪ ክሳብ ዕለት 27 ጥሪ ቀዳማይ ናይ 2012 ዓ.ም. ምሉእ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከምዘካየደ እንክንገር፣ ናይቲ ቤት ምኽሪ ብፁዓን ጳጳሳት ዋና ጸሓፊ ክቡር ኣባ ጆርጅ ቡለያ ፊርማ ዝተነብረሉ ዘውጽኦ ና  ...»

“ናይ እምነት መንነት ወረቐት”፦ ናይ እንግሊጣርን ወይልስን ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ውሳኔ


ናይ እንግሊጣርን ወይልስን ብፁዓን ጳጳሳት ናይ ኣስፍሆተ ወንጌልን ናይ ካቶሊክ እምነት ትምህርተ ክርስቶስ ጉዳይ ዝሓሊ ድርገት ኣስፍሆተ ወንጌል ንምንቕቓሕ ብዝብል ዕላማ መሠረት ናይ ምእመን “ናይ እምነት መንነት ወረቐት” በ  ...»

ኬንያ፣ ናይ ኬንያ ብፁዓን ጳጳሳት ናይ ፍትሕን ሰላምን ድርገት ጻውዒት


ንምርጫ ዝቐርባ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ናይ ምረጹኒ ወፈራታተንን ሕዝባዊ ምርጫን ሰላማዊ ክኸውን ናይ ኬንያ ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ናይ ፍትሕን ሰላምን ድርገት ሊቀ መንበር ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ አቡነ ዘከውስ ኦኮዝ ጻውዒት ከምዘ  ...»

ደቡብ ሱዳን፣ ሓድሽ ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዓለም ወኪል


ናይ ሕቡራት መንግሥታት ጠቕላሊ ዋና ጸሓፊ ባን ኪ ሙን ወዲ ዚምባብዌ ራይሰዶን ዛነንጋ ኣብ ደቡብ ሱዳን ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዓለም ልኡኽ ንኽኮኑ ከምሰመይዎም ኣጊኣፍሮ እተሰምየ ናይ ዜና ኣገልግሎት ሓቢሩ። ዛነንጋ ናይ ምሽም  ...»


ሰንበት ዘስብከት 2004 ዓ.ም. (12/18/2011)



 መዝሙር ወልዶ መድኅነ ንሰብክ . . . . . ።
ንባባት፡ 1ቆሮ1፡3~9፥ 2ጴጥ 3፡1~10፥ ግ.ሓ. 3፡17~ፍ፥ ማር 13፡33~37
ስብከት“ፈኑ እዴከ እምአርያም፥ ወአድኅነኒ ወባልሓኒ እማይ ብዙኅ፥ ወእምእደሆሙ ለደቂቀ ነኪር።” “ኢድካ ካብ ላዕሊ ስደድ ካብ ዓሚቚ ማያት አውጽአ



3 ሰንበት ዘአስተምህሮ (ዘምኵራብ) ኅዳር 24 2004 ዓ.ም. (12/4/2011)



 መዝሙር፡ አምላክ ፍጹም ብህላዌሁ. . . . . .
ንባባት፡ ዕብ 12፡25~ፍ፤ ያዕ 3፡4~13፡ ግ.ሓ. 21፡27~ፍ፥ ማር 8፡22~30።
ምስባክ፡“ቅረቡ ኀቤሁ ወያበርህ ለክሙ፥ ወኢይትሓፈር ገጽክሙ፥ ዝንቱ ነዳይ ጸርሓ ወእግዚአብሔር ሰምዖ”። “አብኡ ቅረቡ እሞ ከብርሃልኩም እዩ፥ልብኹም አ



ናይ ሃይማኖት ናጽነት መሠረት ኵሉ ናጽነታት ኢዩ


ንዝሳቐያ ኣቢያተ ክርስትያን ዝሓሊ ናይ ግብረ ሠናይ ማኅበር መሥራቲ ዕለት 17 ጥሪ 1913 ዓ.ም. ኣብ ነዘርላንድ ዝተወልዱን ዕለት 31 ጥሪ 2003 ዓ.ም. ኣብ መበል 90 ዓመት ዕድሜኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈልዩ ኵለ መዳያዊ ጸረ ክርስትና ምቅስቓሳትን ጎነጻትን ምስፋሕ ነገርነትን ኢእግዚኣብሔርነትን ኣለልዮም፣ ዘርኢ ሰብ ብኑባሬ ዝተቐበሎ ዝንባሌ መንፈሳውነት ዝጻረር ባህሊ ዘስዕቦ መጉዳእትን ናይ ሕይወት ሓደጋን ተቓዊሞምን ኰኒኖምን ነቶም በዚ ሓደገይና ጸረ ሰብኣዊ ባህሊ ዝጉድኡ ማኅበረ ክርስትያንን ኣቢያተ ክርስትያንን ኵለ መደያዊ ደገፍ ንምቕራብ ሓቂኖም ዝተዓጥቁ ወዲ ኵላዊት ቤተ ክርስትያን ኣባ ቨረንፍራይድ ቫን ስትራተን ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈለይ  ...»


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. ሓደስቲ ሓዋርያዊ ልኡካን ሸሚዮም






ኣብ ቱርኪ ክፍለ ሃገር ኢዝሚር ወረዳ ካርሲያካ ዕለት 18 ነሓሰ 1961 ዓ.ም. ዝተወልዱን ዕለት 25 ግንቦት 1986 ዓ.ም. ማዕርገ ክህነት ተቐቢሎም ናይ ኢስሚር ሰበኻ ውሉደ ክህነት ኣባል፣ ብሕገ ቀኖና ሊቅነት ዘመስከሩ ብፁዕ ኣቡነ ዅሊዮ ሙራት ካብ ዕለት 1 ጥሪ 1994 ዓ.ም. ጀሚሮም ኣብ ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ወኪል ተልእኾ ተመዲቦም ኣብ ኢንዶነዥያን ፓኪስታንን ቢየሎሩሲያን ኦስትሪያን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ወጻኢ ርክባት ክፍሊ ከገልግሉ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ሊቀ ጵጵስና ክብሪ ክብ ቢሎም ኣብ ፈረንሳን ናይ ኦራንጀ መንበረ ሰበኻ ሥልጣን ስዩመ ሊቀ ጳጳስ ተቐቢሎም፣ ኣብ ዛምቢያ ናይ ቅድስቲ መንበረ ሓዋርያዊ ወኪል ንኽኾኑ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ከ  ...»


ብፁዕ ካርዲናል ቱርክሶን፥ “ማዕረ ማዕረ እቲ ዓለም ሓቆፍ ናይ ኤኮኖሚ ዋዕላ፣ ዓለም ሓቆፍ ዋዕላ ሥነ ምግባር ክረጋገጽ”።







በቢ ዓመቱ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝካየድ ዓለም ሓቆፍ ዋዕላ ኤኮኖሚ ዳቮስ ለብዘበን ካብ ዝሓለፈ ዕለት 25 ጥሪ 2012 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም. ይቕጽል ከምዘሎ ክምልከት እንከሎ፣ ብዛዕባ እዚ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ሓቆፍ ዋዕላ ኤኮኖሚ ኣመልኪቶም ኣብኡ ዝሳተፉ ዘለዉ ጳጳሳዊ ናይ ፍትሕን ሰላምን ሓልዮ ቤት ምኽሪ ሊቀ መንበር ብፁዕ ካርዲናል ፐተር ቱርክሶን “እዚ ዋዕላ ኤኮኖሚ ግብረ ገብን ሥነ ምግባር ንናይ ኤኮኖምን ዘተን ምውፋር ሃብቲ ገንዘብን ጉዳይ ዘመሓድሩ ዝኽተልዎ መሥርሕ መታን ብብቕዓት ከለልዩ ናይ ማኅበራዊ ዓወዲ መሠረተ ሓሳብ ክኸውን ከምዘለዎ” ካብቲ ዓለም ሓቆፍ ዋዕላ ኤኮኖሚ ዕለታዊ መደባት ፍጻሜ ኣብ ዝተዋሰኑ ርክባት ኣብ ዘስምዕዎ ዘ  ...»


ብፁዕ ካርዲናል ዚሞውስኪ፦ “ሕማም ደዌ እናጎደለ ኣብ ምጉዳል እውን እንተሃለወ፣ ንኅሙማን ደዌ ዝቐርብ ኩለ መደያዊ ደገፍ ክቋረጽ የብሉን”።






ጽባሕ ሰንበት ተዘኪሩ ብዝውዕል መበል 59 ዓመት ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ ሕማም ደዌ ምኽንያት ናይሰብ ሙያ ክንክን ጥዕና ሓዋርያዊ ሓልዮ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሊቀ መንበር ብፁዕ ካርዲናል ዝይግሙት ዞሞውስኪ ኣብ ዘተሓላለፍዎ መልእኽቲ እቲ ተላባዒ ሃንሰን ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሕማም ደዌ ኣብ ምንካይ ገጹ እውን እንተሃለወ ነቶም በዚ ሕማም ዝተለኽፉ ዜጋታት ዝቐብር ኩለ መዳያዊ ደገፍ ክቋረጽ የብሉን ከእንክብሉ ከምዘተሓሳሰቡ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።
እዚ ኅማም ተላገብ ደዌ ቢልካ ካብ ምስያሙ ተላባዒ ሃንሰን ዝብል ግብረ ሙያዊ ስሙ ምጥቃም ዝሓሸ እውን እንተኾነ፣ ከምቲ ቀደም እቶም በዚ ሕማም ዝተጠቕዑ ምንጻል ዝድርኽ ዝነበረ ፍርሒ ክህሉ የብሉ  ...»



ናይ ቅድስቲ መንበር ርእሰ ዓንቀጽ፥ “መዓልቲ ተዘክሮ ህልቂት”።






ወትሩ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ዜናን ክፍሊ ማኅተምን ሓላፊ ናይ ቫቲካን ራዲዮ ዋና ኣመሓዳሪ ኣባ ፈደሪኮ ሎምባርዲ ዘቕርብዎ ናይ ቅድስቲ መንበር ርእሰ ዓንቀጽ ብምቕጻል፣ ትማሊ ዕለት 27 ጥሪ መዓልቲ ተዘክሮ ህልቂት ነቲ ናይ ሊሚ ናይ ቅድስቲ መንበር ርእሰ ዓንቀጽ መሠረት ገይሮም እቲ ቅድሚ 67 ዓመት ዕለት 27 ጥሪ 1945 ዓ.ም. ኣብ ኣውሽዊዝ ብሥርዓት ናዚ ኣብ ልዕሊ ኣይሁዳውያን ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ህልቂት፣ ዓለም ክርስዖ ከምዘይብሉ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ዘይምርሳዑ ናይ ግድን እውን ኢዩ ኢሎም። ነዚ ዘስካሕክሕ ጸረ ሰብኣዊ ተግባር ንምፍጻም ዝበቕዑ ሰባት ነይሮም ዝብል ሓቀይና ታሪኽ ሎሚ ከይህልዉ ዝብል ውሕስነት ከምዘየረጋግጽ ድማ ኣተሓ  ...»

መደባት ምስማዕ


ብቐጥታ


ብምሕታት


ሞያውያን
  ኣገልግሎታት


John Paul II channels on Facebook and Youtube

John Paul 2 channel on YouTube
ድምፂ
  ር.ሊ.ጳጳሳት


ጸሎት መልአከ
  እግዚአብሔር

ርክባት

Audio/Video



Vatican player - Agenda
Vatican player - TV
Vatican player - Videonews
Vatican player - Radio

The Pope's Pastoral visits


ፍሉይ
  ኣገልግሎታት

...

ሙዚቃ

ሙዚቃ

ናይ ሊጡርጊያ
  መደባት

ናይ ሊጡርጊያ
  መደባት















 
 
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted ©. Webmaster / Credits / Legal Conditions / Advertising
top
top

Valid HTML 4.01! Valid CSS!